ሓበሬታ ብዛዕባ ቤት ትምህርቲ ንወለዲ ብትግርኛ

ኣብዚ ብዛዕባ ኣብ ካንቶን ዙሪክ [Zürich] ዝርከባ መባእታ ኣብያተ ትምህርቲ ኣገዳሲ ሓበሬታ ክትረኽቡ ኢኹም። እቲ ትሕዝቶ ወለዲ ነቲ ስርዓተ ቤት ትምህርቲ ብዝበለጸ ንኽርድእዎን ደቆም ኣብ መዓልታዊ ትምህርቶም ንኽድግፉን ይሕግዞም።

ጥዕና (Gesundheit)

መምህራን ምስ ወለዲ ንዝግበር ዕላል ዝድግፉ ንዋት (Unterlagen für Lehrpersonen zur Unterstützung von Gesprächen mit Eltern)

Kontakt

Volksschulamt – Abteilung Besondere Förderung, Sektor Interkulturelle Pädagogik

Adresse

Walchestrasse 21
8090 Zürich
Route (Google)